ነሓሰ 2018
 Aug.7—Sep.5.2026
ሰንበት ሰኑይ ሰሉስ ረቡዕ ሓሙስ ዓርቢ ቀዳም
          
7
 
1
8
 
2
9
 
3
10
 
4
11
 
5
12
 
6
13
 
7
14
 
8
15
 
9
16
 
10
17
 
11
18
 
12
19
 
13
20
 
14
21
 
15
22
 
16
23
 
17
24
 
18
25
 
19
26
 
20
27
 
21
28
 
22
29
 
23
30
 
24
31
 
25
1
 
26
2
 
27
3
 
28
4
 
29
5
 
30
 1 ጾም ፍልሰታFilseta Fast
13 ደብረ ታቦርDebre Tabor Day
14 ዕለተ ሞት ናይ ኢትዮጵያ ጠ.ሚ. መለስ ዜናዊ። 2004Ethiopia’s PM Meles Zenawi’s Passing. Aug 20, 2012
16 በዓለ ፍልሰታ: ዕርገተ ማርያምFilseta Feast
16 ኣሸንዳ መቐለAshenda in Mekele
17 ኣሸንዳ ተምቤንAshenda in Tembien
18 ካልኣይ ወራር ትግራይ፦ ናይ ኢትዮጵያ ምክልኻል ሰራዊትን፡ ናይ ኤርትራ ሰራዊትን፡ ምስ ናይ ኣምሓራ ፍሉይ ሓይልታትን ፋኖን፥ ኣብ ትግራይ ካልኣይ ወራር ከፊቶም። 2014The Ethiopian National Defense Forces, the Eritrea Defense Forces, and Amhara special forces and Fanos started a Second Invasion of Tigray. Aug 24 2022
20 ህልቂት ህፃውንቲ መቐለ ብኢትዮጵያ ኣየር ሓይሊ ድሮናት፦ ብመጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ብውሕዱ 7 ሰላማውያን ሰባት ሞይቶም። መጻወቲ ህጻናት ኣብ ቀበሌ 05 ብደብዳብ ነፈርቲ ተሃሪሙ፡ 3 ህጻናት ዝርከብዎም ብውሕዱ 7 ሰባት ሞይቶም። መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሲቪላዊ መሓውራት ዒላማ ምግባሩ ክሒዱ፣ ህወሓት “ሓይሊ ኣየር ንሰላማውያን ሰባት መጥቃዕቲ ፈጺሙ ክብል ናይ ሓሶት ቦርሳታት ሬሳ ኣብ ሲቪላዊ ከባቢታት ይድርቢ ኣሎ” ክብል ገሊጹ። 2014Mekele Massacre of Children by Ethiopia Air Force Drones: An airstrike killed at least 7 civilians. A children’s playground was hit by an airstrike, killing at least 7 people, including 3 children in the area commonly known as Kebele 05. The government denies targeting civilian structures, claiming TPLF is “dumping fake body bags in civilian areas in order to claim that the Air Force attacked civilians.” Aug 26, 2022
24 ኣሸንዳ ኣኽሱም፡ ዓይኒ ዋሪAshenda Akxum
24 ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈፀመ ደብዳብ ነፈርቲ፦ ኣብ መቐለ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣብ ኣጋምሸት ሰዓታት መጥቃዕቲ ኣየር ብምውቃዕ ዓሰርተታት ሰባት ቆሲሎም። ዝኾነ ጉድኣት ከምዘይበጽሐ ተገሊጹ። 2014Airstrikes on Mekele General Hospital: Airstrikes hit Mekele General Hospital in the late evening hours wounding dozens. No casualties were reported. Aug 30, 2022
26 ቅትለት ጸሊሞይ፡ ደደቢት፦ 20 ሰላማውያን ሰባት ብሰራዊት ኢትዮጵያን ምልሻ ኣምሓራን ተቐቲሎም። ብውሕዱ 20 ሰባት ከምዝተቐትሉን ልዕሊ 40 ድማ ከምዝተጨውዩን ይግለጽ። 29 ነሓሰ 2014፡ ክሳብ 5 መስከረም 2015፡ ኣብ 2 ቅነ ዝተፈጸመ ቅትለት እዩ። ጸሊሞይ፡ ደደቢት፡ ኣስገደ፡ ዞባ ሰሜን ምዕራብ።Tselimoy Massacre:: 20 Civilians were killed by Ethiopian army and Amhara militia. At least 20 people are reported to have been killed and over 40 abducted. Tselimoy, Dedebit, Asgede, North West Tigray. 1-15 September 2022
26 ቅትለት ዓዲ ወሰነ፡ ፀለምቲ፦ 12 ሰላማውያን ሰባት ብሰራዊት ኢትዮጵያን ምልሻ ኣምሓራን ተቐቲሎም። 12 ሰባት ከምዝሞቱ ተጸብጺቡ እዩ። 29 ነሓሰ 2014፡ ክሳብ 5 መስከረም 2015፡ ኣብ 2 ቅነ ዝተፈጸመ ቅትለት እዩ። ዓዲ ወሰነ፡ ጸለምቲ፡ ዞባ ሰሜን ምዕራብ።Adi Wesene Massacre:: 12 Civilians were killed by Ethiopian army and Amhara militia. Reports indicate 12 people were killed. Adi Wesene, near Mai Tsebri, Tselemti, North West Tigray. 1-15 September 2022
29 ቅትለት ሸራሮ፦ 4 ክሳብ 10 ሰላማውያን ሰባት ብደብዳብ ሰራዊት ኤርትራ ተቐቲሎም። ንተደጋጋሚ መዓልታት ብዝተኻየደ ቶኽሲ ብውሕዱ 4 ሰባት ሞይቶም። ዞባ ሰሜን ምዕራብ። 29 ነሓሰ ክሳብ 3 ጳጉሜን ዝተፈጸመ። ግዳያት ነዚ ፍጻመ ጸብጺቦም። 2014Sheraro Killings: 4—10 Civilians were killed by shelling by Eritrean army. Multiple days of shelling killed at least 4 people. Victims reported this incident. Sheraro Town, North West Tigray. 4-8 September 2022
©Copyright 2013-2026, EthioAdvocate.com. All rights reserved.